ማሕበር ባህሊ ትግራይ ንትዮታ ሃርድ ቶፕ ሞዴል ቁፅሪ HZI 75 ዝዓይነተን መኪና መለዋወጢ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረትዚ ንዙይ ንብረት ንምቅራብ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳዱን ነዙይ ንብረት ትሸጡሉ ዋጋ መሊእኩም ክተቅርቡ ንዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 3, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።