ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይን ፈሳስን ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ 1 መሳርሒ ፅሕፈት 2 መሳርሒ ኤሌክትሮኒክስ 3 መሳርሒ ሕትመት 4 መሳርሒ እስፔር መኪና 5 መ ሳርሒ እስፔር ሞተር 6 መድሓኒት እንስሳ 7 መ ሳርሒ ዕጥቂ ስፖርት 8 ኣቁሑት ፅሬት 9 ኣንሶላን ፍርናሽን 10 መሳርሒ ኬሚካል ላብራቶሪ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 30, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሕንጣሎ ወጅራት ኣብ በጀት 2012ዓም ና ዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈታት ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ኣቅሑት ፅሬት: ዕጥቂ ስፖርት ፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ መለዋወጢ አቁሑት ሞተርሳይክልን ፣ ናይ ጋራዥ ጉልበት ዋጋ ፣ ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 29, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 29, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሓ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 23, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ