Closed
ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግሰቲ ትግራይ ቢሮ ሃፍቲ ማይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ሰፔር ፓርት ፣ናይ መኪና ጎማ፣ናይ ሕትመት ግልጋሎት፣ ናይ መኪና ኮንፎርት /ጨርቂ/፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ናይ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 28, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 28, 2011 8:10 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ