ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ዝወገዱ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸየጥ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 27, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 27, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 22, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ኣብ 2011 በጀት ዓመት 1ይ ዙር ዕደጋ ዝተፈላለዩ ንብረት ምድብ1 (lot) ሃለቅትን ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ምድብ2 (lot) ሃለቅቲ ናይ መኪና ኣቅሑት፣ ምድብ3 (lot) ፈርኒቸር ኣቅሑት፣ ምድብ6 (lot) ዘገልግሉ ንብረታት ንጨረታ ንምቅራብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ኣወዳደሩ ክዕድግ ክሸይጥን ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 1, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ25.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያን ዘሪሁን ዝተፈላለዩ ዘገልገሉ ንብረታት ንመላእ ነበርቲ ንግዲ ማሕበረሰብ ክሸይጥ ይደሊ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 23, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 23, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ10.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s