ሓፈሻዊ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ኣብ 2011ዓ/ም ኣብ ቤት ትምህርቲ ግቢ ዝርከብ ዝተኮመረ ዱርቃ /ሳዕር/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 27, 2011 5:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ጥሪ 24, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 27/05/2011 ክሳብ 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 27/05/2011ዓ/ም ሰዓት 5:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 5:30 ይክፈት፤
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-411850/0932-348328 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፤