ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ንአገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ክገዝእን ዝ/ዩ ዘገልገሉ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥን ይደሊ። ስለዚ ካብ 06/09/2011ዓ/ም ክሳብ 21/09/2011ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ኣብቲ ኮሌጅ ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ንብረትን ንነብሲ ወከፍ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ከፊልኩም ብምውሳድ መወዳደሪ ዋጋ መሊእኩም ነብሲ ወከፍ ሰነድ ብበይኑ ዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትው ኣለኩም፡፡ ነዞም ዝስዕቡ ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2011 8:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ በቢምድቡ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮና ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ኣቅሑት ብፕረፎርማ ኣወዳደርና ክነወግድ ንደሊ፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 15, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 15, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ዝ/ዩ ዘገልገሉ ቀወምቲ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 7, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ብሩህ ተስፋ መስኖን ማይን ቴክኖሎጂ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ዝ/ዩ ንብረታት ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 6, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 6, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ፖሊ ቴክኒክን ኮሌጅ ዓዲግራት ኣብ ውሽጢ እቲ ትካል ዝርከቡ ዝ/ዩ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 30, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 30, 2011 9:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s