ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2011 2:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2011 2:01 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ቀዳም ጉንበት 10, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
ማእከልና ማእከል ኦርቶ ፊዚዮ ቴራፒ መቐለ ብዕለት 19/08/2011 ብቁፅሪ ብደብዳቤ ኦር/መ/10001/01/84 ክልተ መካይን ብሓራጅ ንምሻጥ ምልክታ ምውፅኡ ይፍለጥ፡፡ ኮይኑ ግን ኣብቲ ዝወፀ ምልክታ ብዘጋጠመ ቴክኒካዊ ፀገም ምስራዙ ኣገዳሲ ኮይኑ ስለዝተረከበ በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ጨረታ ዘይካየድ ምዃኑ ምስ ይቅርታ እንዳሓበርና ብቀፃሊ እቲ ዘጋጠመ ፀገም ብምዕራይ ነውፅኦ ምዃና ንሕብር፡፡
ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 09/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/09/2011