ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ። በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዝተፈላለዩ ቀርፅራፅ ሓፃዊን፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ጠቅላላ ብግምት 300 ኩንታል ዝኸውን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 3, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 3, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ዲ.ቢ.ኤል ኢንዱስትሪ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ ኩሓ ጣብያ ማይፀዶ ብለት ኣብ ዝብሃል 78 ሄክታር መሬት ብምውሳድ ናይ ጨርቃ ጨርቂ ፋብሪካ ንምትካል ናይ ፕሮጀክት ህንፀት ኣብ ምስላጥ ይርከብ። በዚ መሰረት ኮንስትራክሽን ዝተፈላለዩ ማሽናት ተዓሺጎምሉ ዝመፁ ዝተፈላለዩ ቀርፅራፅ ሓፃዊን፣ ቁርፅራፅ ቴንዲኖ ቁርፅራፅ ቆርቆሮን ጠቅላላ ብግምት 300 ኩንታል ዝኸውን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ይዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 26, 2011 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 26, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ30,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ኣብ ዝ/የ ሴክተር ኣብያተ ፅሕፈት 1ይ ወያነ ዝርከብ ዝ/የ ዘገልገሉ ናይ ቢሮ ኣቅሑትን ሓፂን መፂን ቆርቆሮ ሙሉእን ዝተቆረፀን ቆርቆሮታት ብስኪት ዘይቲ ምአዚ መንጉ ፀሚቅ ናይ መኪና ጎማታት ዝ/ዩ ቅያር ስፔራትን ኣብቲ ዘርፊ ንዝትዋፈሩ ሕጋውያን ነጋዶ ደቀቅትን ኣናእሸተይን ንግዲ ትካላት /ደኣንት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 18, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 18, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s