ን3ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ሃገር ለከ ፕሮግራም ቀረብ ኤሌክትሪክ ክልል ትግራይ ቁርፅራፅ ዕንፀይትን ጣዉላታትን ብጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ ንምዕዳግ ድልየት ዘለኩም ትካላት ወይ ዉልቀ ሰባት ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ መጋቢት 26, 2011
posted:ልዕሊ 7 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 26/07/2011 ዓም ጀሚሩ ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ መቐለ ቀበሌ 11 ህንፃ ጨርቆስ ዳዊት ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 23 ቀሪብኩም ሰነድ ክትዕድጉ ክምትክእል ንገልፅ፡፡