ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓ/ሓቂን ሴክተራት ግልጋሎት ዝውዕል ፎርማተር ቦርድ /USB PORT/ ብፕሮፎርማ ኣወዳደርና ከፀግን ንደሊ፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 8, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።