ቤት ፅሕፈት ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅ/ት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ኮምፒተራት ካልኦት ኤሌክትሮኒክስ ንምፅጋን ናይ ኢድ ሞያ ብፕሮፎርማ ኣወዳደሪና ክነፀግን ንደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 19, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 20, 2011 10:30 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰንበት የካቲት 24, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 16/07/2011ዓ/ም ክሳብ 19/07/2011 ሰዓት 4፡00

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/07/2011ዓ/ም ሰዓት 10፡30 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብሰ.ቁፅሪ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡

ጨረታ መደብ