ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኣየር ኮንዲሽነር ጋዝ ምምላእ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ከስርሕ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 8, 2011 11:30 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 8, 2011 3:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
bidding: search status closed
1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 03/08/2011 ዓ/ም ክሳብ 07/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30
2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይክፈት፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342-406380 ምድዋል ይከኣል፡፡