ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ (FSRP) ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ሕድ ሕድ ምድብ /Lot ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣቑሑት ክዕድግ ከፀግንን ይደሊ " በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቛሒታት ብምምላእ ተዳሓሒዙ ዝቐረበ ዝርዝር መሰረት ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቑፅሪ 09 ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ትጫረቱ ከምትኸእሉ ነፍልጥ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 8, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእከል መሰልጠኒ መናእሰይ ኣግበ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንስልጠና ግልጋሎት ዝዉዕል ብዝተመደበሉ በጀት መሰረት ብምግባር 1 ናይ ኣሰልጠንትን ሰልጠንትን ናይ ምግቢ ቀረብ ግልጋሎት 2 ናይ ሕክምና ናዉቲ መሳርሕታት 3 ናየ ተሽከርከርቲ መኻይን 4 ናይ ሞተር ሳይክል 5 ናይ ጀነሬተራትን ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሰብ ሞያ ጋራዥ ፅገናን ሰርቪስን ንምክያድ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ብግልፂ ጨረታ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 22, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈትና ዋና ኦዲተር ክልል ትግራይ ነቲ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት እናሃባ ዝርከቡ ናይ በርን ካልኦትን ቁልፍታትን እንትበላሸዉ ዝፅግነልና በዓል ሙያ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዓመታዊ ዉዕሊ ክኣስር ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 10, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ክልል ትግራይ ንዝተፈላለዮ ናይ ፕሪንተር ናዉቲ ፅገና ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከፀግን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2011 11:25 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ካብ መደበኛ በጀቱ እዞም ዝስዕቡ ናይ ኤለክትሪክ ፅገናን ናይ ሽንት ቤት ፅገናታትን አቅርቦት ማይን አወዳዲሩ ዉዕሊ ክኣስር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 19, 2011 11:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ህንፀት መቐለ ኣብ 2012 ዓ/ም ንሓደ ዓመት ዝተፈላለዩ ፅገናታትን ግልጋሎትን ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይድሊ። ሎት 1 ንመካይን ንምፅጋን ምስ ውልቀ ጋራጅ ደረጃ 4ተን ልዕሊኡን ውዕሊ ንምእሳርን ፣ሎት 2 ማይ ብመንግስቲ ዝግዛእ ንተሃነፅቲ ማይ ተምፅእ መኪና ክራይ ጥራሕን፣ ሎት 3 ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፅገና ፣ ሎት 4 ቀለም ፕሪንተራት ምምላእ፣ ሎት 5 ዝተልዓለ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ጥራሕ ን2012 ዓ/ም ግልጋሎት ንምርካብ ውዕሊ ክኣስር ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 22, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንኣገልግሎት ኤጀንሲ መዓድንን ኢነርጂን ክልል ትግራይ ዝውዕል ንመፀገኒ መካይን ማለት ውን ጋራዥ፣ ፅገና ኤሌክትሮኒክስን ሓፂን መፂን ስራሕ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ኣገልግሎት ክረክብን ከስርሕን ስለዝደሊ ዝተዋፈርኩም ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 18, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ፕሮፎርማ ቁ1 ሎት1፣ ና ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ-1 ሎት2፣ ናይ ላቫጆ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ 1 ሎት-3 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ናውቲ ፅገና ፕሮፎርማ ቁ1 ሎት1፣ ና ፎቶ ኮፒ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ-1 ሎት2፣ ናይ ላቫጆ ግልጋሎት ፕሮፎርማ ቁ 1 ሎት-3 ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 9, 2011 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ ንኤሲ ጠቅላላ ሰርቪስን ፅገናን ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 5, 2011 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ