ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 21, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 22, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ አቅሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 15, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ