2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2018 6:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ኣይገልፅን
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018
posted: ቅድሚ 6 ወርሒ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
AI ቅልጡፍ ፅማቕ
generated by ai * 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ናይ ፅሕፈት መሳርሒታት (ወረቐት፣ ቢሮን ኮላን) ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ።
* መወዳደሪ ዋጋ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 07/08/2018 ዓ.ም ስጋብ 10/08/2018 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ መዓልትታትን ናይ ስራሕ ሰዓታትን ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ኣታዊ ክግበር ኣለዎ።
* ተወዳደርቲ ናይ 2018 ዓ.ም ዝተሃደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ናይ ግብሪ ክፍሊት መረጋገፂ፣ ናይ VAT ምዝገባን ናይ መቕረባይነት ፍቓድን ኮፒ ከቕርቡ ኣለዎም።
* 3% withholding tax ዝኸፍሉን ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሓለወ ንብረት ዘቕርቡን ትካላት ጥራሕ ይወዳደሩ።

ጨረታ ፕሮፎርማ
2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ንምቕራብ እትኽእሉ ትካላት ኣብ ናይ ባዕልኩም መምልኢ ቅጥዒ ፕሮፎርማ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 07/08/2018 ስጋብ 10/08/2018 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ መዓልትን ናይ ስራሕ ሰዓትን ኣታዊ ንኽትገብሩ ንሕብር 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ሰሜን ክ/ከተማ ቀበሌ 07 ድሕሪ ፖሊስ ኦኬስትራ ማርሻል ባንድ ክልል ትግራይ ወይ ፊትንፍት ሜዳ ዳ ፀባ ከባቢ ይርከብ
ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ1
➢ ሕጋዊ ንግዲፍቃድን ኣብ 2018ዓ.ም ዝተሃደሰን ኮፒ ምቅራብ
➢ ናይ 2018 ዓ.ም ግብሪ ዝከፈለ ኮፒ ምቅራብ
➢ ቫትAT ዝተመዝገበ ኮፒ ዘቅርብ
➢ 3% wyhhold tax ዝከፍል
➢ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቕርብ
➢ ትክክለኛን ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሓለወ ንብረት ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዘወስድ
| ተ. | ዓይነት ዝፅንዑ ንብረት | በዝሒ | መጠን መለክዒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| 1 | 80 ግራም ወረቀት ኦርጂናል 1ይ ደረጃ | 246 | ብቁፅሪ ደስጣ | |||
| 2 | Office Link ዕንቆዋይ ቢሮኦርጂናል 1ይ ደረጃ ብሳምፕል | 20 | ብፓኬት ቁፅሪ | |||
| 3 | Office Link ቀይሕ ቢሮ ኦርጂናል 1ይ ደረጃ ብሳምፕል | 20 | ብፓኬት ቁፅሪ | |||
| 4 | ኮላ(Wood fx) | 01 | ብቁፅሪ | |||