https://tenders.milkta.com/ti/tenders/display/19727

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 7, 2018 (10 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 10, 2018 06:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ:መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: -18, 1745 06:00 ደ/ሰዓት
  • መደብ: ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ጨረታ ፕሮፎርማ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ እዚ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዘሎ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንገዝእ ስለዝደለና ነዚ ንምቕራብ እትኽእሉ ትካላት ኣብ ናይ ባዕልኩም መምልኢ ቅጥዒ ፕሮፎርማ ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን መሊእኹም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ 07/08/2018 ስጋብ 10/08/2018 ዓ.ም ኣብ ዘለዉ መዓልትን ናይ ስራሕ ሰዓትን ኣታዊ ንኽትገብሩ ንሕብር 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ኣለነ ኣብ ሰሜን ክ/ከተማ ቀበሌ 07 ድሕሪ ፖሊስ ኦኬስትራ ማርሻል ባንድ ክልል ትግራይ ወይ ፊትንፍት ሜዳ ዳ ፀባ ከባቢ ይርከብ

ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ1

➢ ሕጋዊ ንግዲፍቃድን ኣብ 2018ዓ.ም ዝተሃደሰን ኮፒ ምቅራብ

➢ ናይ 2018 ዓ.ም ግብሪ ዝከፈለ ኮፒ ምቅራብ

➢ ቫትAT ዝተመዝገበ ኮፒ ዘቅርብ

➢ 3% wyhhold tax ዝከፍል

➢ ናይ መቕረባይነት ፍቃድ ዘለዎ ኮፒ ዘቕርብ

➢ ትክክለኛን ፅሬቱን ስታንዳርዱን ዝሓለወ ንብረት ዘቕርብ ንዝፍጠር ፀገም ሓላፍነት ዘወስድ

ተ.ዓይነት ዝፅንዑ ንብረትበዝሒመጠን መለክዒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳ
180 ግራም ወረቀት ኦርጂናል 1ይ ደረጃ246ብቁፅሪ ደስጣ
2Office Link ዕንቆዋይ ቢሮኦርጂናል 1ይ ደረጃ ብሳምፕል20ብፓኬት ቁፅሪ
3Office Link ቀይሕ ቢሮ ኦርጂናል 1ይ ደረጃ ብሳምፕል20ብፓኬት ቁፅሪ
4ኮላ(Wood fx)01ብቁፅሪ