ቑፅሪ ዕ/ፋ/ን/ምም/ር/1545/18
ዕለት 08/08/2018 ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ቁፅሪ 09 /2018 ዓ/ም
ኮሌጅና መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንምምሃር ምስትምሃር ግልጋሎት ዝውዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ናይ ህንፃ መሳርሕን ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ክንዕድግ ንደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ተጫረቲ መጺእኹም ምውድዳር ትኸእሉ ኢኹም።
መምርሒ ተወዳደርቲ /ተጫረቲ
1/ ን 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለኩም።
2/ ናይ ግብሪ ከፈላይነት መፍለዪ ቁፅሪ /TIN N / ዘለኩም፡፡
3/ ን 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዘለኩም፡፡
4/ 3% Withholding tax ክኸፍል ዝኽእል ።
5/ ዝቐርቡ ናይ ፕሮፎርማ መወዳደሪ ሰነዳት ብደምቢ ዝንበቡን ስርዝ ድልዝ ዘይብሎምን ክኾኑ ኣለዎም።
6/ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ መወዳደሪ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ኮሌጅና ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምም/ን ቢሮ ቑፅሪ 08 ካብ ዕለት 08/08/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 11:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልታት ምውሳድ ትኽእሉ።
7/ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 13/08/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 3:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 3:30 ኣብ መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ዳይሬክቶሬት ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ 08 ይኽፈት። ተጫረቲ ጨረታ ኣብ ዝኸፈተሉ ዕለትን ስዓትን ናይ ምርካብ መሰልኩም ዝተሓለወ ኮይኑ ተረቲ ብዘይምርካብኩም ግን እቲ ጨረታ ኣይተኣጓጎልን።
8/ ስዓራይ ምስተፈልጠ ስዓራይ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት መዓልታት ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጉዓዝያ ናብ ኮሌጅና ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።
9/ ኮሌጅና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብምሉእ ኮነ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
10/ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ጊዜ እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 7 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ።
11/ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝተቐመጠ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምፅሓፍ ኣይፍቀድን።
12/ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-45-92_ ደዊልኩም ምሕታት ትኽእሉ።
ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቕሑት ዋጋ መወዳደሪ ሰነድ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ/Spesification | መለክዒ /Unit | በዝሒ/quantity | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብሮ | ሳ | ||||||
| 1 | ጆሶ | ኩንታል | 01 | ||||
| 2 | ምስር ኮላ | ኪሎ | 02 | ||||
| 3 | ፕላስቲክ ኮርኒስ ደረጃ B | ብሳምፕል | ብካፊ | 38 | |||
| 4 | ሲሊንደር /ጡት/ ቁልፊ | 1 ደረጃ | ብቁፅሪ | 05 | |||
| 5 | ዓብዪ ጓንጉቸር /ተንጠልጣሊ/ ቁልፊ | 60 ሚሜ | ብቁዕሪ | 25 | |||
| 6 | ኩርችት/ ናይ ጫማ ሚስማር | ፓኬት | 02 | ||||
| 7 | ናይ Sink siphon | ብሳምፕል | ብቁዕሪ | 02 | |||
ነዚ ዋጋ ዝመልአ ነጋዳይ
ሽም
ፊርማ
ስ ቁ
ዕለት
ዕደጋ ፈፃሚ ቤት ዕዮ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቐለ
ስ.ቁ 0344404592
ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቕሑት ዋጋ መወዳደሪ ሰነድ
| ተ.ቑ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ/Spesification | መለክዒ /Unit | በዝሒ/quantity | ነፀላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብሮ | ሳ | ||||||
| 1 | A4 ወረቐት | 80 ግራም | ብደስ | 100 | |||
| 2 | ልፋ ሃርድ ከቨር | ስታንዳርድ | ብደስጣ | 03 | |||
| 3 | A4 ትራንስፋረንሲ ወረቐት | ስታንዳርድ | ብደስጣ | 02 | |||
| 4 | ባይንዲንግ ማሽን ( GBC comb bind) | C150PRO | ብቁፅሪ | 01 | |||
| 5 | Permanent marker | ብሳምፕል | ዕሹግ | 03 | |||
| 6 | Masking tap ( ስኮች) | ኦርጂናል | ብቁፅሪ | 10 | |||
ነዚ ዋጋ ዝመልአ ነጋዳይ
ሽም
ፊርማ
ስ ቁ
ዕለት
ዕደጋ ፈፃሚ ቤት ዕዮ ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ መቸለ
ስ.ቁ 0344404592
ድሕሪት