ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ዝተፈላለዩ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ብዝተረኸበ ሓገዝ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ናይ ኮንስትራክሽን ኣቁሑ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቐሑ ብፕሮ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 15, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ንአገልግሎት ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዩ እታ ወረዳ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ እንስሳት ኣፋዉስን ናዉቲን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ላዕላይ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ EXPERTISSE FRANCE PROJECT FUND ንግልጋሎት ጽሕፈት መሳርሒ ዝዉዕል ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክተገዝእ ስለዝደለየትዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት መዘጋጃ ከተማ መኮኒ ንግልጋሎት ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣቅሑትን ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ማዛጋጃ ከተማ መኾኒ ንዝተፋላለዩ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ቤት ፅሕፈት ንብረታት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፥ ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቑሑን ዝኸዉን ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪትና ክንገዝእ ስለዝደለና ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 20, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መኮኒ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ካብ ናይ መደበኛ ዝተረከበ በጀት ኣብ 2018 ዓም ንቤት ፅሕፈት ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት :ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት : ኣቅሑት ሕትመት : ቅብኣት : ፈርኒቸር : ህንፃ መሳርሒ :ናይ እንስሳ መድሓኒትን ናዉቲን : ዝፅገን መዕፆ መስኮትን: ኤሌክትሪክ ኣቅሑት :ጎማ መከናን : ናይ መኪና ስፔር ፓርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 19, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈት... [ሙሉእ ኣርእስቲ ንምርኣይ ሳብስክራይብ ግበሩ]ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 6, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት(ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ንምምሃር ምስትምሃር ዝዉዕሉ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 13, 2018 3:10 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዉቅሮ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 14, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፍርዲ ወረዳ ፃዕዳ እምባን ኣብ ዓመት 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፡ ኤለክትሮኒክስ ፣ሕትመት፣ ፅሬት ኣቑሑት፡ ብግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 4, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሳ-ፃ-እምባ ተወሳኺ ኣንብብ