ኣብ ቤት ፅሕፈቱ ንዝርከቡ ከይዲ ስራሕቲ ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ኤለክትሮኒክስ ፣ዝተፈላለዩ መለዋወጢ መኪናን ሞተር ሳይክልን ጀኔረተርን ዝዉዕል ንብረት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 16, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሽራሮ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።