ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ሎት 1 ኤሌክትሮ ሚካኒካል ስፔር : ሎት 2 ሃንድ ሴት ቱል : ሎት 3 ፅሕፈት መሳርሒ : ሎት 4 ሃንድ ሴት ስልኪ ሬድዩ ርክብ : ሎት 5 ሞተር ሳይክል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።