ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ቤት ማዛጋጃ ከተማ ሃገረ ሰላም ኣብ በጀት ዓመት 2010 ዓም ያመሃ ሞተር ሳይክል አጫሪቱ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ቤት ፅሕትና መረዳእታ መሲድኩም ክትጫረቱ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ሃገረ ሰላም
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።