ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይ ፀብሪ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኤሌክትሮኒክስ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ኣቅሑት ሓፂን መፂን ናይ ቢሮ ፣ ብሽኪሌታን ፣ ዉፂኢት ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ክትጫረቱ ይዕድም፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 25, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይ ፀብሪ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።