ቤት መዘጋጃ ከተማ ዕዳጋ ሓሙስ አብ በጀት ዓመት 2012 ዓ/ም ፣ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣ ሞተር ሳይክልን ፣ ሃንድ ጂፒኤስን ፣ ብድጅታል ካሜራ ፣ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 23, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዕዳጋ ሓሙስ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።