ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ፋይናንስን ወረዳ ጋንታ ኣፈሹም ኣብ በጀት ዓምት 2018 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ወረዳና ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ : ፅሬት መሳርሒ : ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር : ናይ መኪና ስፔር : ናይ መከና ጋራጅ ጉልበት : ናይ ሞተርሳይክል ጋራጅ ጉልበት : ናይ ኤሌከትሮኒክስ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ጋንታ አፈሹም ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዋና መእተዊ/ዓብይ/ በሪን ኣለሙኒየም በሪታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 18, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ ፎቶ ኮፒ/Photo Copy/ ንፕሪንተርን ግልጋሎት ፅገና ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ንሓደ ዓመት ውዕሊ ኣሲሩ ከዕግን ይደሊ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 7, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ፅ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2018 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 8, 2018 9:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራማ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና መኪና ፅገና ግልጋሎት ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዘመን አዋዳዲርካ ውዕሊ ንምእሳር ንገራዥ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ተወዳደርቲ ዝወፅአ ምልከታ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ነገራት ኣማሊእኩም ንከትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካልኦት ኤለክትሮኒክስ ኣቁሕትን ዝተፈላለዮ ሶፍት ዌራት ምፅዓንን ምፅጋንን ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨው ሕርሻ ፓሊ ቴክኒክ ኮለጅ ንናይ 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝህብ ናይ መካይን ጋራጅ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ከወዳድር ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፋይናንስ ኦፊስ ቢንች ወይ ድማ ባንኮኒ ንምስራሕ ስለዝደለየ ናይ ዉድ ዎርክ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ