ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ከተማ ራማ ዓዲ ኣርባዕተ ኣብ ወረድኡ ንዘለዎ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ን 2018 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናሽተይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ናይ ፅሬት መሳርሒ :ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ: ናይ እንስሳ መድሓኒት ናዉቲ መሳርሕን: ናይ ሞትር ሳይክል ጉልበት ፅገናን : ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ከስርሕን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ራማ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ ንናይ ኮሌጅና መኪና ፅገና ግልጋሎት ናይ 2018 ዓ/ም በጀት ዘመን አዋዳዲርካ ውዕሊ ንምእሳር ንገራዥ ደረጃ 3ተ ልዕሊኡን ተወዳደርቲ ዝወፅአ ምልከታ ኣድለይቲ ዝበሃሉ ነገራት ኣማሊእኩም ንከትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 17, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳስትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ካልኦት ኤለክትሮኒክስ ኣቁሕትን ዝተፈላለዮ ሶፍት ዌራት ምፅዓንን ምፅጋንን ኣወዳዲሩ ከፀግን ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 27, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማይጨው ሕርሻ ፓሊ ቴክኒክ ኮለጅ ንናይ 2018 ዓ/ም ግልጋሎት ዝህብ ናይ መካይን ጋራጅ ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ከወዳድር ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 3:15 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ማይጨዉ ተወሳኺ ኣንብብ
ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነቲ ቢሮ ዳይሬክቶሪት ዳይሪክተር ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ናይ ፋይናንስ ኦፊስ ቢንች ወይ ድማ ባንኮኒ ንምስራሕ ስለዝደለየ ናይ ዉድ ዎርክ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ንዕድምዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ፎቶ ኮፒን ፕሪንተርን ኣክሰሰሪ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 17, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንሰ ከተማ ሃ/ሰላም ን2018 በጀት ዓመት ኣብ ከተምኡ ዝርከባ ናይ መንግሰቲ ተሽከርከርቲ መኪና ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምርካብ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምሰ ሰዓራይ ክሳብ ሰነ 30/2018ዓ/ም ውዕሊ ኣሲሩ ክፅግን/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ ::ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 4, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ሃገረ ሰላም ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲስራሕ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንማእኸልና ግልጋሎት ዝዉዕል መኪና ፅገና ናይ ጉልበት ዋጋ ብግልፂ- ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ኣበርገለ የጭላ ን2018 ዓም ንዝተፈላለዩ ቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኢድ ፅገና ጋራጅ ግልጋሎት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ የጭላ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እምባ ኣላጀ ነቲ ወረዳ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መሳርሒ ፅሕፈት : መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና : ኤሌክትሮኒክስ : ኣቅሑት ፅሬትን ጋራጅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ሰርቪስ ፅገናን መካይንን ክገብር ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 18, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ እምባ ኣላጀ ተወሳኺ ኣንብብ