ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከፀግን ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር አቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ምስ ስዓራይ ናይ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከፀግን ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 10, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ናይ ኮምፒተርን ተዛምድቲን ኣቑሑት ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ፅገና ግልጋሎት ንምግባር ምስ ስዓራይ ሓደ ዓመት ውዕሊ ብምእሳር ከስርሕ ይደሊ፡፡
ፕሮፎርማ ጨረታClosed ንቤትህንፀት መቐለ ከኣትዉ ከለዉ መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2019 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተልዓልዎ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ፣ ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ምምላእ ናይ ዝተፋላለየ ኤለክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ ሓምለ 1, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንቤትህንፀት መቐለ ከኣትዉ ከለዉ መቐለ ቤት ህንፀት ኣብ 2019 ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ ዝተልዓልዎ ጉርዲ ፎቶ ምሕፃብ ፣ ናይ ዝተፋላላያ ፕሪንተራትን ፎቶ ኮፒ ቀለም ምምላእ ናይ ዝተፋላለየ ኤለክትሮኒክስ ናይ ኢድ ሞያ ጥራሕ ንምፅጋን ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2019 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ሰነ 23, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ ዳይሬክተር ዕ/ን/ምም/ርን ኣብ በጀት ዓመት 2019 ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ግልጋሎት ናይ ቁልፍን ፈርኒቸርን ፅገና ናይ ሞያ /ጉልበት/ ዋጋ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሳብ ሰነ 30/2019 ዓ/ም ዉዕል ብምእሳር ክግልገል ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ንሴክተራት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ኮምፒተር ቀለምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 2, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ ንኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ኮምፒተር ቀለም 4000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ ጉንበት 24, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ንበጀት ዓመት 2018 ዓም ንሴክተራት ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት : ኮምፒተር ቀለምን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed Yiha Real Estate Plc. invites eligible contractors for Glazing Maintenance Works of its Commercial Center Building in Mekelle.ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ ጉንበት 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : Yiha Real Estate Plc. invites eligible contractors for Glazing Maintenance Works of its Commercial Center Building in Mekelle.
ግልፂ ጨረታClosed ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 14, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 14, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ120,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ3,000.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ ጉንበት 6, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ንብረትን ፋይናንስን ንቤት ፅሕፈት አጠቃቅማ ምምሕዳር ምርግጋፅ ትሕዝቶ መሬት ካዳስተርን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሰርቨር መሉ ፓኬጅ ሲሰተም ሰራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናይ ሲኖትራክ ፅገና ንምስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ አብ ትካልና ዝርከብ ጋራጅ መፂኦም ከስርሕ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 8, 2018 3:45 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 8, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰንበት መጋቢት 27, 2018 ( ቅድሚ 6 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ትካልና ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ናይ ሲኖትራክ ፅገና ንምስራሕ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በዘለዎም ተጫረቲ ዉዕሊ ኣሲሩ አብ ትካልና ዝርከብ ጋራጅ መፂኦም ከስርሕ ይደሊ
ግልፂ ጨረታClosed ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይCRC project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡-ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2% ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ረቡዕ መጋቢት 23, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይCRC project ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል፡-
ግልፂ ጨረታClosed ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞተራት ጋራዥ ዕገና ዝተፈላለያ ናይ ነዳድን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ሰርቪስ ንምግባር ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 17, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 17, 2018 4:35 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00ዝወፀሉ መዓልቲ ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2018 ዓ.ም በጀት ዓመት ናይ ሞተራት ጋራዥ ዕገና ዝተፈላለያ ናይ ነዳድን ኤሌክትሪክ ሞተር ሳይክል ብውስን ጨረታ ኣወዳዲሩ ከፀግንን ሰርቪስ ንምግባር ስለዝደለየ