ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ኩሓ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዝተዋደደ መሰረተ ልምዓት ዋንነቱ ብናይ ከባቢያዊ ልምዓት ዝኮነ ኣብ በጀት ዓመት 2011ዓ/ም ናይ ሶዲየም ሼክሴር ምስ ኣምፕሉን ንምግዛእ ናይ ጋራጃት ስራሕቲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ማሽናት ማለት ኢኤ ኤክስካቫተር፣ ሎደር፣ ግሪደር፣ ሩሎ፣ ናይ ማይ ቦጥ ፣ ነዳዲን ካልኦት ዘድሊ ነገር ብመቅረባይ ዝኮነ ክካረይ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ኣካላት ክትሳተፉ ይዕድም ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 14, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኩሓ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብይ ዓዲ ን2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓብይ ዓዲ ብጃይካን ክስራሕ ተታሒዙ ስለዘሎ ቅድሚት ቦታ ክንፀር ስለዝተደለየ ድሕሪ ኮሌጅ መምህራን ኣመራርሓ ትምህርትን ዓብይ ዓዲ ዘሎ ሓመድ ናብ መሰናድኦ ናብ ኣንፈት ሰሜን ቅድሚ ሐዚ ቤት ህንፀት ዝነበረሉ ከባቢ ዝርከብ ሽንጥሮ ንምድፋእ ሲኖትራክ 16 ሜ3 ክትሕዝ ትክእል ብፀዓኒት ማለት ሎደር ከቅርብ ዝክእል በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሰነ 7, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሰነ 7, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ኣድያቦ ሲዒቡ ዝተዘርዘረ ዝ/ዩ ኣገልግሎት ብጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 21, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 21, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ60.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s