ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳረሒ ዕዳጋ ማእከል ኣበ ከባቢ ላጪ ንዘስርሖ መሸጥን መክዝንን ህንፃ መሳርሒ ሓመድ በዚ ዝስዕብ ኣጫሪቱ ከልዕል ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 2, 2011 10:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓምለ 2, 2011 11:00 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሓሙስ ሰነ 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
ተ.ቁ | ዓይነት ስራሕ | መዐቀኒ | ናይ ሓደ ዋጋ | መግለፂ | |
ብር | ሳን | ||||
1 | ኣብ ላጪ ሳይት ጥቃ ላጪ 1ይ ብርኪ ዝርከብ ሳይት ሓመድ ኩዒትካ፣ ኣውፂእካ፣ ብመኪናካ ሰራሕተኛታትካ፣ ፅዒንካ፣ ወሲድካ ምጉሓፍ/ ምርጋፍ | 16 ሜትር ኩብ ትሕዝ ሲኖ ትራክ | |||
1 እቲ ሓመድ ዝፈሰሉ/ዝራገፈሉ ቦታ ካ 3-3.5 ኪ/ሜትር ካ ሳይት ይርሕቅ
2 ኣዚ ጨረታ ዝሳተፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም ይኮኑ፤
3 ተጫረቲ ልዕል ኢሉ ብዝተቀመጠ ሰንጠረዥ መሰረት ዋገኦም ብዝተኣሸገ ፖስታ ማህተም ዝዓረፈሉን ክሳብ 01 ሓምለ 2011 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 የቅርብ፡፡
4 ጨረታ ዝክፈተሉ 01 ሓምለ ሰዓት 11፡00 ይከውን፡፡
5 እዚ ማሕበር እዚ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0930-465676 /0914-313783 /0914-704984