ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕዳጋ ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ኮብልስቶን ክንዕድግ ስለ ንደሊ እዚ ድማ ኣብ ክልተ ኣዉላዕሎ ካብ እንዳርታ ናብ ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ገ/ስላሴ ኣስጎዶም ዕደጋ ሓሙስ ዘጋዓዕዝ ሲኖ ትራክ መኪና ኮይኑ በዝሒ ኮብልስቶን 7000 7ተ ጊዜ ከርቭ ስቶን 360 ሜትር 2ተ ጊዜ ዘመላልስ መፅዓንን መረገፍን ካብ ናይ ባዕሉኩም ኮይኑ ከርቭ ስቶን ግልጋሎት ክንዕድግ ንደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 3, 2012 4:03 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝኽፈል ሓራሲት ትራክተር ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s