ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ንዕለት 09/06/2012ን 10/06/2012ዓ/ም FSR መኪ ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክካረ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 5, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 5, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ማሽነሪ ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፉ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ

2 ናይ መቕረባይ ምዝጋባ ሰርትፊኬትን ቲን ቁፅሪ

3 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 02/06/2012ዓ/ም ክሳብ 05/06/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ይኸዉን

4 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 58 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s