ንኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል መልዐሊ ኮንቲነር ክሬን ክራይን ፣ ንእሽተይ ባንዴራ ትግራይ፣ ንእሽተይ ኣርማ ባነር ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ክካረ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 28, 2012 4:03 ቅ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጥሪ 26, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
ናይ ጨረታ ኩነታት: ተዓፅዩ
1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ዘለኩም
2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቲን ናምበር ዘቕርብ ፣
3 ተጫረቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሊኡ ከቕርብ ዝክእል
4 መቕረብቲ ካብ ዕለት 25/05/2012 ዓ/ም ክሳብ 27/05/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ሰነድ ጨረታ ምዉሳድን ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉን ትኽእሉ
6 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 28/05/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት
ኣድራሻና ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 105 ከየዲ ስራሕ ዕደጋን ምም/ንብረትን
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 63 80 ኣብ ስራሕ ሰዓት ደዊልካ ምሕታት ይካኣል