ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ኣብያተ ፅሕፈት ንቤት ፅሕፈት ኮንስትራክሽን መንገድን መጎዓዝያን አገልግሎት ዝዉዕለ ካብ ኣራ ናብ ጣብያ ጎል መንቆሪዩስ ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ጨረታ አወዳዲሩ ሎት ሐደ ኪራይ ደዞር

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 25, 2010 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 25, 2010 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ1,500.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኦፍላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ 2010 ዓም በጀት ዓመት ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ዘፈራት ኣብያተ ፅሕፈት መንገድን መጎዓዝያን ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ኣብቲ ወረዳ ንዝርከብ ካብ ኣራና ጣብያ ጎል መንቆሪዩስ ዝወስድ መንገዲ ንምፅራግ ይደሊ በቲ ዘፈር ሕጋዊ ንግድ ፍቃድ ካብ ዘለዎም መቅረብቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 25, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታኦፍላ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ትካልና ማይጨዉ ፓርቲክል ቦርድ ኃ.ዝተ.ዉ.ል ኩባንያ ኣብ ወረዳ ኦፍላ ጣብያ ኪዳና ሳይት ግራብቁዕ ካብ ከተማ ማይጨዉ ንአንፈት ደቡብ 65 ኪሜ ወይድማ ካብ ከተማ ኮረም ንአንፈት ምዕራብ 23 ኪሜ አብ ዘሎ ሳይት ኮይኑ ጠቅላላ ዝስራሕ 6040 ሜትሮ መንገዱ ንምፅራግ ስለዝደለ ካብ 305 ንላዕሊ ፈረስ ጉልበት ዘለዎ ዶዘር ማሽን ብጨረታ አወዳዲሩ ክካረይ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2010 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s