ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተማና ዝስርሑ ናይ መንገዲ ፅገና 532 ሜትር ኪቡ ፋሕሸር ምፍሳስ ስራሕቲ ነቲ ፋሕሸር ንምጎዓዝ ካብ ጎቦ ዳጀነራል አርኣያ ወይም ካብ ሰይት ከጎዓዓዝ ዝክእላ ሲኖትራክ : ዳብል ትራክ : ገልባጭ መኪና ፋሕሸር ንምጎዓዝ ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 26, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ