ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ከተማ ሽራሮ ን 2009 ዓም ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተራት ናይ ኮምፒተር አክሰሰሩን: ሳይክልን: ዓረብያ መመላለሲ ጎሓፍ :ሕትመት :ናይ መኪና ሰርቪስ ፅገና :ቀወምቲ ንብረት: ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት: ናይ ስፖርት ዕጥቅን: ዝተፈላለዩ መፅሓፍትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 20, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ቦታሽራሮ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ16,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ንወረዳ ታሕታይ አድያቦ ግልጋሎት ዝዉዕል መለዋወጢ አቁሑ መካይን :መለዋወጢ አቁሑ ሞተር ሳይክል: ስራሕቲ ሕትመት: ፈርኒቸር: አቁሑት ኤለክትሮኒክስ: ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር አቁሑትን: መሳርሒ ፅሕፈት :አቁሑት ፅሬት: ስራሕቲ ኦፊስ አዉተሜሽን ናይ ፎቶኮፒ ስራሕቲ: ንጋረጅ ስራሕቲ ዝዉዕል ጉልበትን ንብረትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 16, 2009 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንደርታ ንዝተፈላለ ሴክተር ቤት ፅሕፈት ስራሕቲ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ፅሬት ኣቁሑት፣ ሕትመት ስራሕቲ: ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክስሰሪን: ኣቁሑት ፈርኒቸር :ናይ መኪና መለዋወጢ አቁሑት :መለዋወጢ አቁሕት ሞተር ሳይክል :ናይ መኪና ጉልበት ዋጋ: ሞተር ሳይክል ጉልበት ዋጋ ብጨረታ አወዳድር ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ80.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
s