ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣብ 2012 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ናይ መኪና ፅገና ብብርኪ ክልል ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 23, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 24, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ0.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መረብ ለኸ ኣብ ወረዱ ንዘለዋ አብያት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ን2011 ዓም ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኣናእሽተይ ኣቅሑት ቢሮ : ኣቁሑ ፅሬትን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን : ናይ ፅገና ጉልበት መለዋወጢ ኣቅሑት ኣናእሽተይ መኪና : ናይ ሞር ሳይክል ጉልበት ፅገና : ስፖርትን ዕጥቅን ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 1, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 1, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዝተፈላለያ ኣብያት ፅሕፈት ንወረዳ ለዕላይ ማይጨዉ አገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ኣቁሑት ፅሬት ፣ ግዝኢትን ፡ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገናን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ነዞም ዝስዕቡ ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት ክተማልኡ ይግባእ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 30, 2011 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋበቢ ዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
ዝወፀሉ መዓልቲ
s