ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንዝተፈላለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ዓበይቲ መካይን ፅገና ፣ ናይ ሞተር ሳይክል ፅገና፣ ናይ ስፖርት ዕጥቂ ምቅራብ፣ ናይ ካፍተሪያ ግልጋሎት ምሃብ ግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 19, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 20, 2011 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ንበጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንተሽከርከርቲ መፀገኒ ጋራዥ ኣወዳዲሩ ውዕሊ ኣሲሩ ክሰርሕ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 25, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 25, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ