Closed
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዶግዓ ተንቤን ኣብ ወረዱኡ ዝርከባ ናይ መንግስቲ ተሽከርከርቲ በደረጃ 4ተን ልዑሊኡን ዝርከቡ ጋራዣት ብግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ምስ ሰዓራይ ክሳብ 30/11/2012 ዓ/ም ዉዕሊ ኣሲሩ ክፅግን ስለ ዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ መቅረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 15, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 15, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታደጎዓ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ