ኤጀነሲ ልምዓት ኣባይቲ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ጣብያ ደደቢት ዝርከብ ብመነን ሆቴል ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ደሊዩ አሎ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።