ትካልና ኢዛና ማዕድን ልምዓት ኩባንያ ኣብ ምዕራባዊ ዞባ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ኣብ ካባቢ ሜሊ ንዝሃንፆ ናይ ወረቂ ፕሮጀክት ግልጋለት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ዝወፀሉ መዓልቲ:ረቡዕ ጉንበት 10, 2008
posted:ልዕሊ 10 ዓመታት
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status closed
1 ናይ ቤት ብልዒ (ክሽነ) ኣቑሑት
2 ናይ ፅሕፈት መሳርሒ
አወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ስለዝደለየ
1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግደ ፈቃድ ን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይ ሰርተፊኬት ናይ 2007 ዓም ግብሪ ዝከፈልኩምን ከምኡ ድማ ቫት ዝተመዝገብኩምን ቫት ድክለሰዩን ክተቅርቡ ትክእሉ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም
2 ተጫረቲ እዚ ምልካታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 0 መዓልቲ ብሰምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋጋኩም ንክተቅርቡ ናይ ጨረታ መክበሪ ስፒኦ 2 ናይቲ ዘቅርብዎ ንበይኑ ተኣሺጉ ንክቅርብ እናዓደምና ናይቲ ዕድጊት ዝርዝር ዝሐዘ ሰነድ ካብ ትካልና ቢሮ ቁፅሪ 117 ብር ሐደ ሚኢቲ ብምክፋል ብኣካልምካንኩም ንሕብር
3 እቲ ጨረታ ዕለት 23/05/2016 ብአ.ፊ ሰዓት 6:00 ናይ ቅድሚ ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ድሕሪ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
Â