ኤጀነሲ ልምዓት ኣባይቲ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ቀደማይ ወያነ ጣብያ ደደቢት ዝርከብ ብመነን ሆቴል ዝፍለጥ ናይ ንግዲ ገዛ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪ ደሊዩ አሎ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 7, 2008 6:00 ደ/ሰዓት
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን:
ዝወፀሉ መዓልቲ:ሰሉስ ጳጉሜን 3, 2007 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
ናይ ደኩመንት ዋጋ:
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
bidding: search status open
1 ነዚ ገዛ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣፀጊኑ ንምክራይ ዝኽእል ዝኾነ ሰብ ወይ ድማ ሕጋዊ ሰብነት ዝተዉሃቦ ትካል ክወዳደር ይክእል
2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 /ሐደ ምኢቲ ብር/ ብምኽፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 14 ምዉሳድ ይኽእሉ
3 እቲ ሰነድ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ኤጀንሲ ኣባይቲ ልምዓት ክልል ትግራይ አብዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 30 /12 /2007 ዓ/ም ክሳብ 08/ 01 /2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ምእታዉ ይኽእሉ
4 እቲ ጨረታ 08 /01/ 2008 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ይኽፈት
5 ኣብ እዋን ጨረታ ምኽፋት ተጫረትቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረኸቡ ይምረፅ
6 ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 50,000 /ሓምሳ ሽሕ ብር/ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ወይድማ ስፒኦ ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም
7 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ድማ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ
8 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልክታት ቁፅሪ 0344418514/15 ወይድማ ብኣካል ብምቅራብ ምሕታት የከኣል