ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ናይ ምግቢ ተንከፍን ናይ ዕንጨይቲ ስራሕቲ ውፅኢት (Food items and Furnitures items) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 28, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 29, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 24, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ናይ ምግቢ ተንከፍን ናይ ዕንጨይቲ ስራሕቲ ውፅኢት (Food items and Furnitures items) ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ፕላስቲክ ውፅኢት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ፕላስቲክ ውፅኢት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታሽረናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 22, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ሴክተራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ፈርኒቸራትን ፡ ናይ ማይ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 30, 2018 4:30 ቅ/ሰዓትቦታቆላ ተምቤን ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ6,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 21, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ካብ ገበርቲ ሰናይ ዝተመደበሉ በጀት ንናይ ወረዳና ሴክተራት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፡ ፈርኒቸራትን ፡ ናይ ማይ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ንማሕበረሰብ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘመናዊ ቆፎ ንህቢን ሽምዒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 22, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 23, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 18, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ንማሕበረሰብ ግልጋሎት ዝዉዕል ዘመናዊ ቆፎ ንህቢን ሽምዒን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት ማዛጋጃ ከተማ ነጋሽ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈትና ከተማ ነጋሽ ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2018 3:30 ቅ/ሰዓትቦታዉቅሮናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሶኒ መጋቢት 14, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት ማዛጋጃ ከተማ ነጋሽ ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ/ም ንቤት ፅሕፈትና ከተማ ነጋሽ ንግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ፈርንቸር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ furniture ናይ ፅሕፈት ኣቁሑ ን ናይ ስለዝደለየ መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 14, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 15, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 10, 2018 ( ቅድሚ 7 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ደናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ furniture ናይ ፅሕፈት ኣቁሑ ን ናይ ስለዝደለየ መሳርሕን ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፈርኒቸር አቅሓ ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ። ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 11, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 11, 2018 3:10 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ሰሉስ መጋቢት 8, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ነዚ ኣብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎ ናይ ፈርኒቸር አቅሓ ብናይ ተዘዋዋሪ ፈንድ በጀት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ።
ፕሮፎርማ ጨረታተዓፅዩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር (Plastic chair) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 9, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 10, 2018 9:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለዝወፀሉ መዓልቲ ዓርቢ መጋቢት 4, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ማሕበር ልምዓት ትግራይ መደገፊ ዘለዎ ፕላስቲክ ወንበር (Plastic chair) ዝምልከቶም ትካላት ብፕሮፎርማ ብምውድዳር ክዕድግ ይደሊ፡፡
ግልፂ ጨረታተዓፅዩ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም ተባሂሉ ካብ ዝተመደበ በጀት ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 12, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 12, 2018 4:00 ቅ/ሰዓትቦታመቐለናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋንኣቀሑት በሮ 10000 ቅርሺ : ንሞተርሳይክል 5000 ቅርሺ ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00ዝወፀሉ መዓልቲ ሓሙስ መጋቢት 3, 2018 ( ቅድሚ 8 ወርሒ) ተወሳኺ ኣንብብ : ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ን2018 ዓም ተባሂሉ ካብ ዝተመደበ በጀት ንቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቅሑት ቢሮን : ሞተር ሳይክልን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ