ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ናይ ገዛ ኣቕሑት ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሚያዝያ 13, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 13, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ ፕላስቲክ ውፅኢት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 24, 2018 10:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 24, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መሰተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስለሴ ናይ ካልኣይ ፍርቂ ዓመት ሐደ ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎ ዩ ፒቪሲ ትቦን መገጣጠምን ፡ ክልተ ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ፡ ኤሌክትሮኒክስን ፡ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ፡ ሰለሰተ ናይ ሰራሕተኛታት ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎም ጫማን ፡ ኣርባዕተ ዝተፈላለየ ናይ ኤሌክትሪክ መለዋወጢ ኣቅሑትን ፓምፕን ፡ ሐሙሽተ ሐደሽቲ ሳይክልን ናይ ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 30, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሚያዝያ 1, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቢ ሎቱ ይፈላለ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ