ተዓፅዩ

ቤት ፅሐፈት ህፁፅ ምላሽ ንትግራይ (Tigray Emergency Response) ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ድረጅኡን ፅሬቱን ዝሓለወ 1ይ ደረጃ ምሸላ ባሕሪ ንምዕዳግ ኣውፅኢዎ ዝነበረ ጨረታ ተቐመጡ ዝነበረ ግዜ ብምስትኽኻል (ናይ ግዜ ጥራሕ ምምሕያሽ ብምግባር) ከቅርቡ ዝኽእሉ መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ክወዳደሩ ይዕድም።(ናይ ወዛደር መፅዓኒ ዋጋ ሓዊስካ ይምላእ)

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 24, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 24, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ500,000
ዝወፀሉ መዓልቲ