ተዓፅዩ
ማእኸል ሪፈራል ሆስፒታል ሰራዊት ትግራይ መቐለ ንውጉኣት ተጋደልቲ ግልጋሎት ዝውዕል ዝርዝር ዓይነቱን መጠኑን ኣብ ዋጋ መቅረቢ ሰነድ ብንፁር ዝተቀመጠ ባልትና ማለት እውን በርበረን ሽሮን ኣጫሪቱ ክገዝእ ይደሊ፡፡
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 4, 2016 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 4, 2016 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ