Closed
ማ/ተ/ሰ/ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግቢነት ግልሎት ዝውዕል ኒ ኣድላይ ኮይኑ ስለዝተርከበ ባኒ ሰሪሕኩም (ኣብሲልኩም) ክተቅርቡ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ እዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቋሒታት ኣማሊእኩም ምጭራት ከም ዝካኣልንገልፅ።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 24, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ