ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ሕውየትን እግሪ ምትካል ጉዱኣት ኲናት ሰራዊት ትግራይ ናይ ምግቢ እታወታት ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 10, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋብቡ ሎቱ ዝተፈላለየ አዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 9, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 9, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ150.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩኪስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 29, 2017 3:59 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 29, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቤት ፅሕፈት ሕውትን እግሪ ምትካል ጉዱኣት ኲናት ሰራዊት ትግራይ ናይ ምግቢ እታወታት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሕዳር 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሕዳር 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋኣብ ነፍሲ ወከፍ ሎት ይፈላለዩ።
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ