ሓፈሻዎ ሆስፒታል ዓድዋ ኣብ 2017 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንግልጋሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቅሑት መሳርሒ ሕትመት : ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና : ንሑምማት ዝዉዕል ምግቢ : ዝተፈላለዩ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ናይ ኣቅሑት ኤሌክትሪክ መለዋወጢ : ዝተፈላለዩ ናይ ማይ መስመርን ህንፃን ንፅገና ዝዉዕል ኣቅሑት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 9, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ ዓድዋ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ኩኪስ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 29, 2017 3:59 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ዳናግል ደቂ ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ኣብ ታሕቲ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሰበኻ ዓዲ ግራት ናብ ተጠቀምቲ ዝባፃሕ እታወት ናይ ፅሕፈት መሳርሒን ምግቢ ተንከፍ ኣቑሑ ኣወዳዲሩ ንምግዛእ ስለዝደለየ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ሕውትን እግሪ ምትካል ጉዱኣት ኲናት ሰራዊት ትግራይ ናይ ምግቢ እታወታት ፣ብግልፂ ጨረታ ኣውዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ፡፡ ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማሕበር ደናግል ደቂ-ፍቕሪ መተሓባበሪ ቢሮ ክልል ትግራይ ናይ ምግብና ግልጋሎት ዘድልዩን ናይ ፅሬት ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ ንምስራሕን ንምግዛእ ሰለተደለየ ድሌት ዘለኩምን ዝርዝር ረቋሒ ተማልኡን ንክትሳተፉ ንዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 26, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ 'ውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ኣስቤዛ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትሳተፉ ይዕድም።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 23, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ነውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል: ምሸላን ጣፍን ውሱን ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ማእኸል ተሃድሶ ሰራዊት ትግራይ መለስ ካምፓስ ንውጉኣት ተጋደልቲ ንምግብነት ግልጋሎት ዝውዕል ፀባን እንቋቁሖን ብግልጺ ጨረታ አጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ህፃናት ምግቢ አይተም ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደሊ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 4, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዓበይቲ ምግቢ ዓይነት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም ።ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 9, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)ቦታ መቐለ ተወሳኺ ኣንብብ