ተዓፅዩ

እኖታት ንእኖታት ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ሓሙሽተ ጣብያታት ማለት እዉን ኣብ መቻረ: ካራ :ቤሩ: ወረ ባዩ ከምእዉን ኩኩፍቶ ዝርከብ 210 መራሕቲ ስድራ ነንሕድሕዱ ከባቢ 15 ንመፍረ ዝኮና ደርሆ ማለት እዉን ንሰለስተ ወርሒ ዝከዉን ቀለብ /መኖ/ ገዚኡ ሐገዘ ክገብር ስለዝደለየ በዚ ዘርፊ/ ዓዉድ ስራሕ ዝተመስከረሉም ነጋዶ መቅረብቲ ክትጫረቱ እትደልዩ በቶም ኣብ ታሕቲ ዘተርዚሮም ዘለዉ ረቆሒታት ብምምላእ ክትጫረቱ ብክብሪ ንዕድም

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥሪ 30, 2016 10:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥሪ 30, 2016 10:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ህዝቢ ኣዕብን ከባቢኣን ከቢድ ዓዐቦ ዕባ ገጢሙዎ ኣብ እዋን ቀውዒ ቑፅሩ ዘይነዓቕ ሞት ስብን እንስሳን ኣስዒቡ ስለዘሎ ነቲ ፀገም ንምፍታሕ ኮሚቴ ገባሪ ሰናይ ምድሓን ኣዕብን ከባቢኣን ዝብል ሕጋዊ ሰብነት ዘለዎ ትካል ተጣይሹ ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ ንመግቢ ዘድሊ ንምግቢነት ዝውዕል ዘገልግል ፃዕዳ ምሸላ (ዒልቦ በቆሎ) በዝሒ 2,000 (ክልተ ሸሕ ኩንታል ዝኣክል ብጭረታ መልክዕ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ታሕሳስ 22, 2016 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንታሕሳስ 23, 2016 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ