ተዓፅዩ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ትግራይ አብ ዉሽጢ ቀፅሪ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዝርከብ አገልግሎት ካፊተሪያ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ብጨረታ አወዳዲሩ ክሳብ 30 ሰነ 2019 ዓም ዉዕሊ ብምእሳር ክግልገለ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ ንክትሳተፉ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 10, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 10, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ15,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ