ዋግዋጎ ትሬዲንግ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንሰራሕተኛታቱ ግልጋሎት ካፌ ንምቕራብ ብዝደለዮ መስረት ብደብዳበ ቑፅሪ W/TE/M/01682/18 ኣውፅእዎ ዝነበረ ጨረታ ምምሕያሽ ብምግባር ንሕጋውያን ነጋዶ ብመልክዕ ግልፂ ጨረታ ኣጫሪቱ ንሰራሕተኛታቱ ቁርስን ምሳሕን ከቕርብ ስለ ዝደለየ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 16, 2018 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
ንድርጅቶም ዝምልከቱ ጨረታታት ኣብ ዘለኩምሉ ቦታ ኮይኖም ብሓፂር ፅሁፍ መልክእቲ ክፈልጥሉ ዝክእሉ ዕድል ኣለኩም
ነዚ ዝከፍሎዎ ዋጋ ብር 400 ጥራሕ እዩ። ዝረክብዎ ረብሓ ንስርሖም ቅልጣፈ ፅሬትን … ብዙሕ እዩ ኣይጠራጠሩ። ብዙሕ ከም ዝከስብሉ ስለንፈልጥ ኢና ውን ንክትጥቀምሉ ከም ኣማራፂ ነፋልከኩም ዘለና።